ቁጠባ
ብዘይ #ቁጠባዊ ልእላዉነት #መረታዊን #መንነታዉን #ልእላዉነት #ኣይወሓስን
ልእላዉነት ማለት መረታዊ ጥራይ ዝመስሎም ወገናት ኣይሳኣኑን ኢዮም፡እንተኾነ ልእላዉነት ክንብል ከለና ገለ ካብቶም ቡዙሓት ልእላዉነታት ንምጥቃስ።1/መረታዊ ልእላዉነት2/ባህላዊ ልእላዉነት3/ከባብያዊ ልእላዉነት4/ስድራ-ቤታዊ ልእላዉነ5/ቁጠባዊ ልእላዉነት ወዘተ ክንብል ንክእል ኢና።
ይሕሸሉ ገብረምካአል

ብዘይ #ቁጠባዊ ልእላዉነት #መረታዊን #መንነታዉን #ልእላዉነት #ኣይወሓስን ኣይክበርን**********************************ልእላዉነት ማለት መረታዊ ጥራይ ዝመስሎም ወገናት ኣይሳኣኑን ኢዮም፡እንተኾነ ልእላዉነት ክንብል ከለና ገለ ካብቶም ቡዙሓት ልእላዉነታት ንምጥቃስ።1/መረታዊ ልእላዉነት2/ባህላዊ ልእላዉነት3/ከባብያዊ ልእላዉነት4/ስድራ-ቤታዊ ልእላዉነ5/ቁጠባዊ ልእላዉነት ወዘተ ክንብል ንክእል ኢና።
ካብዞም ኣብ,ላዕሊ ዝተጠቕሱ ነጥብታት እቲ ንኹሎም ጠሚሩ ዉሕስነት ክገብረሎም ዝኽእል እቲ ➄ይ ነጥቢ ቁጠባዊ ልእላውነት ዝብል እዩ። ሎሚ ክዛረበሉ ደልየ ዘልኹ ድማ ብዛዕባ ቁጠባዊ ልእላዉነት ኢዩ።እቲ ወሳኒ ናይ ሓንቲ ሃገር ምሉእ ልእላዉነት ኣለዋ ክንብል እተኾይና! 📡🌇ቁጦባዊ ልእላዉነት ምስ ዝህልዋ! ዉሕስ ባህላዉን መንነታዉን መረታዉን ልእላዉነት ክህልዋ ይገብር።እቲ ቀንዲ ሮቓሒ ቁጠባዊ ልእላዉነት ክንብል ከለና: ናይ ሓንቲ ሃገር ናታ ናይ ቁጠባ ውድድር እትገብሮ ብዓይነቱን ብዋግኡን ዝወዳደር ፍርያት ኣፍርያ➛➛ ምስ ትሸይጥ እዩ።ሓንቲ ሃገር ብቑጠባ ጽግዕተኛ ወይ ድማ ኣፍሪያ ኣብ ዕዳጋታት ዓለምና ዘይተቕርብ ምስ ትኸዉን ጽግዕተኛ 💰IMF #BANK💰 ናይምዃን ተኽእሎ ኣሎ ። ብሓገዝ ወይ ኣብ ልቓሕ ዝተመርኮሰት ትኸውን።በዚ ምሰረት ድማ ሃገር መሬታውን ባህላውን ወራር ንምክያድ ቅልዕቲ ትኸዉን። #political #imposse የጋጥማ። ናይዚ ሳዕቤን ኣብ ሃገር ዘሎ ማዕድናት ይቡሕጎግ ፋብሪካታት በተን ሃገራት ዝዉነን ይቆሙ እዚ ድማ ስማዊ ልእላዉነት እበር ክዉንነታዊ ልእላዉነት ኣይህልዋን።ንኣብነት ንጁቡቲ እንተሪእናያ ከም ልእላዊት ሃገር ክንሪኣ ንክእል ኢና። እንተኾነ ናይ ቁጦባ ልእላዉነት ስለ ዘይብላ ጽግዕተኛ ኮይና መዐንደሪ ብዙሓት ሃገራት ኢያ ናታ #ዕዳ ድማ ኣብ ክትዎጾ ዘይ,ትኽእል ሰጢማ #Djibouti #debt was 1,187 million euros 1,401 million #dollars, has #increased 75 million since ።https://www.google.com/url?sa=t&source=web&rct=j&url=https://countryeconomy.com/national-debt/djibouti&ved=2ahUKEwiikJyr-oTsAhX_ShUIHfxcD_wQFjABegQIChAG&usg=AOvVaw2C4cflLGkefN6El_HFouZM
#ቁጠባ 💎ሓንቲ ሃገር ክፍጠርን ክትከልን እተኾይኑ እታይ የድልየካ። ሓያል ሃገራዊ ቑጠባ ብሓያል ውዳበ እዩ ዝረጋገጽ። ናይ ሓባር ስርዓተ ክብርታት የድሊ እዚ ድማ ናይ ምዉዳብን ስራሕን ቅርጺ የትሕዘካ ። ኣቀማምጣ ጆኦግራፊ ኣብዚ ድማ ሃገርና እዚ ክልተ ዓበይቲ ጸጋታት ኣለዋ ብጆኦግራፊ ኣብ ኣዝዩ ወሳኒ ቦታ ተደኪና ትርከብ ።ብመዳይ ስርዓተ ኽብርታት ድማ እቲ ናይ ትግርኛ 💎➠ሃገራውነት ሓያልንን ፍቱኑን ስለ ዝኾነ በዚ ቑጠባ ንምፍጣር ጽቡቕ ዕድል ኣለና።
#ስለምታይ ዳኣ ቆጣባዊ ልእላዉነ ክሳብ ሕጂ ዘይተፈጥረ?#ህግደፍ ነዚ ጸጋታት ተጠቂሙ ክፈጥር ዘይክኣለ። ብዛዕባ,ዚ ዘይዛረብ ዘሎ ናቱ project _Nethen #building ብዛዕባ ምፍጣር ሓድሽ ሃገራዊመንነት ወይ ምህናጽ ኤረትራዊ መንነት ስለ ዝኾነ ብዚ መሰረት ድማ መንነት ከይተፈጥረ ቁጠባ ኣይፍጠርን ዝብል #policy ኢዩ ዘለዎም ብሰንኪ እዚ ድማ ብዛዕባ ቁጠባን ቁጦባዊ #policyን ክዛረብ ኣይድልን ኢዩ። ስለዚ እዩ ድማ ሃገርና ሰፈር ድኽነትን ድንቁርናን ገይሩዋ ጥራይ ዘይኮነስ ንእላዉነትና ዉን ኣድፊርዎ ዘሎ እዩ። ስርዓት ኢሰያስን #ደንበ #ተቓዉሞን ክልተ ገጻት ናይ ሓንቲ ሳንቲም እዮም ። ሓድነት ኤርትራውነት እዩ ልዕሊ ኩሉ ዘገድሶም ብቑጠባ ምዝራብ ማለት ኣንጻር ሓድነት ኤርትራውነት 🙆♂️እዩ። ስለዚ ድማ ብዛዕባ ዕብየት ቑጠባን ቁጠባዊ ልእላዉነትን ዝብል ኣምርን ሓሳብን ዘይብሎም። እቲ ዝኸፍአ ድማ: ሃገርና ቑጠባዊ ልእላዉነታ ከይተረጋግጽ ኣፍርያ ንኸይተሸይጥ ጽግዕተኛ ⛓ናይ ኢቶጲያን ስዳንን ክትከዉን ኢዮም ዝምነዩ ። ነዘን ብዕዳ ዝዘቕበባ ሃገራት ወደብ ኣካሪኻ ባጀት ምቕባል🛢 ከም ዕላማ ሒዞሞ።ናብ ዝፈረየ ንብረት ክዕድጋን ከህልኻን ዘይኣካላ ሃገራት ምጽጋዕ ማለት ቁጠባዊ ፍሽለትን ምድፋር ቁጠባዊ ላላዉነትን ኢዩ።
ኣግኣዝያን ⚙️⚙️ነዚ ኹሉ ዝረኣናዮ መጽናዕቲ ብምክያድ ኢዩ፡ ማሕባር የሕዋት ኣጋእዝያን ቁጠባዊ ዕብየት (ሕውየት ) ከረጋግጽ ተበጊሱ ዘሎ ።ብሓያል ውዳበ ህዝቢ ትግርኛ ሓያል ሃገራዊ ቑጠባ ከነመዝግብ( product) ኢዩ። ቑጠባዊ ልእላውነትና ብሕሱር ጽዓት ብሉጽን ተዋደዳርን ፍርያት ብምፍራይ ከነውሕሶ ኢና። ብዓይነቱ ዝበለጸ ብዘመናውነቱ ዝዋዳደር ብዋጋ ዝዋዳደር ኣፍሪና ምሻጥ። ዝዓበየ 💸#project #ማየኣ ኣብ💸💡 ቁጠባ እዩ። ነዚ ዘለና ጸጋ ጆኦግራፊን ሓያል ናይ ምዉዳብ፡ምዉዳብን ዓቕምናን ተጠቂምና ኣብ ቁጠባዊ ትንሳኤ ንጹር እስትራተጀካዊ ብውሑድ ወጻኢታት ብዙሕ ፍርያት ምፍራይ
ብሕሱር ጽዓት #transportat ኣብ 🛳🛳መጎዓዝያ ባሕሪ እዩ ዘሎ፡ ብነጻ ክብሃል ይክኣል እዚ ዝህበና ጥቕሚ ደረት ኣልቦ ረብሓ እዩ ። ብባቡርን🚇 መኪናን 🚞ትገብሮ ንግዳዊ ወጻኢታት ተዓጻጻፊ ክፍሊት ማእለያ ዘይብሉ ጽዓት ወጻኢታት እዩ ምኽንያቱ ብመጠን ክብደት ትኸፍልን ትሃልኽን ስለ ዘለኻ ። ረብሓ ውሑድ እዩ ኣብ ምድራዊ መጉዓዝያ ።ከምተን ዕደአን ዘይ ከፍላ ከተማታት ዝሃንጻ ዘይ ኮና ክንሃንጽ ንደሊ ውጽኢታውያን ረብሓ ዘለወን ብሕሱር ጽዓትን ብሕሱር ዓቕሚ ሰብን ፋይዳኣዊ ጥቕሚ ዝህባና ክንሃንጽ ኢና ። ፓኪስታናውያን እስላማባድ ትብሃል ከተማ ሃኒጾም ካብ ባሕሪ ፍንትት ኢላ ነዚ ዘሎ ምዕባለ ከርክቡስ ይትረፍ እስላማባድ ትብሃል ከተማ ከም ዘላ ዝፈልጥ ውን የለን ምናልባት ብቦምብ ምብራዕ ትፈለጥ ትኸውን።
ዜጋታት መሃዝነት ፍርያት ክልስ ሓሳብ ምፍራይ ክብሪ ዋጋ ብቐጥታ ኣብ ህዝብና ተግባራዊ ክኾውን እዩ። #ፍርያና ተዋዳደርትን ደረጅኡ ዝሓለወ ዓይት ፍርያት ኣፍሪና ከም #mercedes እሙን ፍቱው ህቡብ ሕሱርን ብሉጽን ሃለኽቲ ነገራት #Nike ጫማ ብሉጽ ክዳውንቲ ብምፍራይ ኣብ ዕዳጋ ዓለም ተወዳደሪ ንብረት ብዋጋ ሕስር ብዝበለ ምቕራብ። ምስ ምዕራባውያን ሃገራት ዘለና እሰትራተጂካዊ ረብሓ ንዝህባና ዕዳጋ ናይ ሞትን ሕየትን እዩ ።ሸቕለት ኣልቦውነት ኣብ ሃገርና የኽትም። ካብ ጫፍ ንጫፍ ዕጋበት ሽቕለት 🔛ይረጋገጽ ። እዚ ዕዳጋ ቀጻልነቱ ብዘየጠራጥር #manage ክንገብሮ ኢና።ንዝመጹ , generation ደቅና ካብዚ ብዝበለጸ ከም ዘቐጽልዎ ምግባር: ካብ ዝኾነ ዕዳ 💸#national debt💰 #burdens ,ናጻ ከነረክቦም ኢና ።
